እታ ዕድል ንዓና'ውን ተዋሂባትና ስለ ዝኾነት። ስለ'ዚ ዕምሪ ወድ ሰብ ሓጻር'ያ። ዝተዋህበና ጊዜ'ውን ኣዝዩ ድሩት'ዩ'ሞ፣ ሃየ ብትዕቢት ተወጢርና ኣብ ዘለናዮ ኣይንድረቕ። ሎሚ ብስድሪ ዘይኮነ ብሱግሚ ከይድና'ውን ናብቲ እንደልዮ ምዕራፍ ክንበጽሕ እንተኺእልና እዩ። ኣብ ጊዜና ክዕመም ዘለዎ ሎሚ ክዕመም ኣለዎ። ኣቲ ናይ ጽባሕ ነቶም ዝቕጽሉ ወለዶ'ዩ ዝምልከት። ብዝኾነ ጊዜ ሓሊፉና'ሎ፣ ሂወት ከኣ ቅድድም ስለ ዝኾነት፣ ደምበ ተቓውሞ ንጊዜ ቀዲምና ንሕለፎ። ሽዑ ክንዕወት ኢና።
[view whole blog post ]